1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎ
2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ቫት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ቫት ዲክሪለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
6 ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሪ ኣቅሑት የቅርብ
7 ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 5000 : ኣቅሑት ፅሬት 1000 : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን 10000 : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተራትን ቅርሺ 10000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ካብ ዕለት 28/2/2018 ዓም ክሳብ 12/3/2018 ዓም ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 28/2/2018 ዓም ክሳብ 12/3/2018 ዓም ኮይኑ ልክዕ 12/3/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ጨርጨር ይክፈት
10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914119551 0914200772 0930629035