ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ቁፅሪ 1064 /226/18

ዕለት 28/02/18

ምልኸታ ፕሮፎርማ/

ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓ/ም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል።

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ኮንፈርት ዳብ ፌስሰፊሕ ቅድሚትሴት1
2መቐት መከላኸሊወልፊት ቅድሚትሴት1
3መረጋገፂ እግሪ3Dሴት1
4ፍግ ሳምፕሴት1
5ናይ ጭቃ መከላከሊናይ ዓደንሴት2
6ናይ ንፋስ መኸላኸለሴት2
7መሪ ሽፋንሌዘርቁፅሪ1
8ዳሽ ቦርድ ቅብኣትአዉቶ ዞንቁፅሪ5
9አስኮርታ ጎማ ሽፋንቁፅሪ1
10ሽቶ ሶላር ተቀማጪ ተነፋሒቁዕሪ2
ፓራዶ
1ወልፊት ናይ ፓራዶሴት1
2ኮንፈርት ዳብል ፌስሴት1
3መረጋገፂ እግሪ3Dሴት1
4መሪ ከቨር ሌዘርቁፅሪ1
5ሶላር ተቀማጢ ሽቶቁፅሪ1
6ሳዳት ሽቶቁፅሪ2
7ሶላር ሙሉእ መስታወትሴት1
8የዉሻ ቆዳቁፅሪ2

እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 28/2/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 2/3/2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10፡30 ይኽፈት

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።

6. በሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቐርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓጺር ማዓልቲ ክቅርብ ዝክእል።

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ግዜ 7ተ ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርብ ኣለዎ

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል።

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት