ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ መኪና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
377841Oil Filter600-211-1340pcs08
2Fuel Filter2C469176AApcs04
3Fuel Water spartorFS36230pcs04
4Fuel FilterAC46-9176pcs04
5Inner Tube23.1*26pcs02
6Drive Rim (sprocket)10014958pcs20


NB:- for kamsatu 470, Excavator,compactor,Libher Dozer

_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ። 

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 27/02/2018- 01/03/2018 ዓም ክሳብ ሰዓት 11:00 እዩ ።

_ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 02/03/2018 ሰዓት 3:00 ይኸዉን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

_ ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕንl