ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ

ፃውዒት ፕሮፎርማ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ዓቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርቲ ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ፕሮፎርማ ክዕድግ ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ከም ዝስዕብ ይኸውን

ተ/ቁናይ ኣቑሑት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምርመብርሂ
ብርብር
1ሻራ/ ፓድ ኪትset02
2ሽኩትset01
3ኦይስ ፌስተር

02
4ፊስ ፊስተር

02
5ኮስኔት

04
6ሰምያ የማንን ፀጋም

01

ነጋዶ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ሕጋዊንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. Tin Number ዘለዎ፡ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

4. ፕሮፎርማ ንክእከብ ዝፀንሐሉ ዕለት 27/02/2018 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 02/03/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓዕዩ ሰዓት 4:30 ይኽፈት

5. በዝሒ ናይቲ ንብረት ክውስኸ ወይ ክቕንስ ይኽእል እዩ

6. ቤት ፅሕፈትና ዝርከበሉ ቦታ ኮሚሳራት ኮይኑ ፊት ንፊት ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን