ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ ናይ መኪና ባትሪ ንምግዛእ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረትስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
01Battery70Ampቁፅሪ

1

4.ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5.እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ ጥቅምቲ 27/2018ዓ.ም-01/03/2018 ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6.ዕለት 02/03/2018ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር

7.ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን7ተ ማዕልቲ ይኸዉን::

8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::