ምልክታ ጨረታ ስፐር ፓርት
| ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ፓርት ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1. | ካፒሊግ | (16210-54150) | PCS | 01 | |||
| 2. | ሽራውድ | (16711-54630) | PCS | 01 | |||
| 3. | ፑሉይ አጂስተር ፓወር እስትራገትፑለሃ) | 44350-60021) | PCS | 01 | |||
| 4. | አየር ክሊነር ሆዝ | (1781-540820) | PCS | 01 | |||
| 5. | ዋርኒግ ስውቸ ለቨል | (84461-28040) | PCS | 01 | |||
| 6. | ኤየር ክሊነር | (17801-54180) | PCS | 01 | |||
| 7. | ፍልትሮ ዘይቲ | (15600-41010) | PCS | 01 | |||
| 8. | ፍልትሮ ናፍጣ | (23390-64480) | PCS | 01 | |||
| 9. | ቅ/ት የማን አስተብላዘር ሊንክ | (90101-10140) | PCS | 01 | |||
| 10. | ት/ት ፀጋም እስታፕላዘር ሊንክ | (90101-10140) | PCS | 01 | |||
| 11 | ዘይቲ ሞተር 4 | 4L | ጋሎን | 02 | |||
| 12 | ቅ/ት የሃን ፀጋም እስታፕላዘር ጎማኒ | (90948-01002) | PCS | 08 | |||
| 13. | ቅ/ት የማንፀጋም እስታፕላዘር ወቨር | (90948-02190) | PCS | 08 | |||
| 14. | ቅ/ት የማን ፀጋም እስታፕላዘርነት | (94184-61000) | PCS | 02 |
መምርሒ ተጫረትቲ
1. ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4. እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቲ ከምዝኾነ ርዱእ ይግበር
5. ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 200 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ይ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
6. ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ የእትው
7. እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 24/2/2018 - 1/3/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ፀኒሑ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤
8. እዚ ጨረታ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተገልግል ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓልቲ ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሊ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን ከረክብ ይግባእ፤
9. እቲ ዝሰዓረ ትካል/ውልቀ ሰብ ድሕሪ እቲ በረት አብ ጋራጅ ኦርጅናሊነቱ ምስተረጋገፀ ክፍያ ይፍፀም::
10. እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
N.B _ እቲ ንብረት አብ ጋራጅ ጅናሊነቱ ምስተረጋገፀ ክፍያ ይፍፀም፡፡
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።