ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ዕለት-26/02/2018ዓ.ም

ቑፅሪ956/226/18

ምልክታፕሮፎርማ ላፕቶፕ ኮምፑተር ንምግዛእ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ላፕቶፕ ኮፑተር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ክማልኡ ዝግበኦምረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ንብረት ስፔስፍኬሽንመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
01ላፕቶፕ ኮምፑተር ብዝቀረበ ስፔስፍኬሽን መሰረትቁፅሪ01

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ እንተስዕሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፅር ማዕልቲ ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ካብ መስከረም 26-28/02/2018ዓ.ም ሰዓት 11:00 ዋጋ ብምምላእ ይፍፀም።

6. ዕለት 01/03/2018ዓ.ም ሰዓት 3:00 ተኸፍቱ ዝቐረበ መወዳደሪ ዋጋ ተራእዩ ክቐርብ ይግበር

7. ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ንገ ̊ ማዕልቲ ይኸዉን::

8. ሰዓራይ ትካል ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፅር እዋን ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10. እዚ ፕሮፈርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::