ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝኽረ ሰማእታት

ፕሮፎርማ

ሙሉእ 1 ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ ስለዚ ናይ 2018 ዓ/ን ዝተሓደሰ መቕራባይነት ፣ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝፈለክም ሕጋዊ መቕረብቲ ምዝጉባት ቫት ዝኮንኩም ፤ቲን ናምበር ዘለኩምን፣ነዚ ሲዒቡ ሰደቓ ፅንዓት ዕደጋ ክትመልኡልና ንሓትት። ፕሮፎርማ ዝኸፈተኩ እዋን 27/ 02/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ይኸውን ኣድራሻ 0914018709

ጥቓ ገዛና ሪልስቴት

ዓይነት ኣቅሓዓይነትመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብር
1እስክርቢቶ ሰመያዊLink of ffex orginalብባኮ
2እስክርቢቶ ቀይሕLink of ffex orginalብባኮ
3ልሙዕ ወረቀትLAOLAብደስጣ
4ናይ ብላክበር ዳስተርOMIGAብቑፅሪ
5ፒሪንተር ቀለም 05AGarden Hp laterjetብቑፅሪ
6ደፍተር ባዓል 50 ለሕሲነርላይን ለስቲክ ዘለውብድርዝን
7ፍሌድ ምስ መበዕበዕኡRetypeብቑዕሪ
8እሁብቑፅሪ
9ካርቦን 8000EAmbassadorብቑፅሪ
10ማርከርኣርትላይንብድርዘን ባኮ
11ማርከርጃምቦብደርዘን ባኮ
12እስቴፕለርKangaroብቑፅሪ
13እስቴፕለስ ሽቦKangaroብቑዕሪ
14ካተር መቁረዕ ወረቀትSize A-3ብቑዕሪ

መተሓሳሰቢ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ኦርጅናል ፅሕፈት መሳርሒታት ወፃኢ ካሊእ ምምላእ ኣይፍቀድን