ቢሮ መሬትን ማዕድንን ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ መሬትን ማዓድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕትሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ናይ ፅሕፈት መሳሪሒ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ አዋዳዲሩ ብብሮፎርማ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ ሰለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ መስፈርቲ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዘርዝርመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ ዋጋ
1Net work hub8 port dde linkቁፅሪ01
2Engineering scale ስኬልቁፅሪ20
3ናይ ፈልድ ቦርሳThe north face - ፀሊምቁፅሪ12
4እስከርቢቶ ፀሊምፓኬት7
5እስክርቢቶ ሰማያዊፓኬት8
6እርሳስፓኬት5
7ናየ እርሳስ መደምሰሲፓኬት20
8አቃፊ ብዓል ብረት ኬንትፓኬት250
9ባዓል 50 ሜትር tapፓኬት12

1. በቲ ዘርፍ 2017 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝሓለ

2. መቅረባይነት ከቅርብ ፣ TIN ከቅርብ ዝክእል

3. ተጫራታይ እሸናፊ ምስ ኮነ ደብዳቤ ምስተሓፈሉ አብ ውሽጢ ሰለስተ ናይ ሰራሕ ማዓልቲ ከረክብ ዝክእል

4. እቲ ጨረታ ዋጋ ሸውዓት ማዓልቲ ፀንዑ ይፀንሕ

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

6. እዚ ፕሮፎርማ አብ ኮምፕሌክስ ህንፃ ቢሮ መሬት ማእድን ከልል ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ን ምም/ር ቢሮ ቁፅረ 228 ናይ ትካልኩም ማህተምን ፈረማን ብምግባር ብዝዓሸነ ፓስታ ኣታዊ ክትገብሩ ትክኢሉ፡

7. ቢሮ ና ዝሐሸ አመራፂ እንተረኪቡ ብከፋል ይኩን ብሙሉእ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8. እዚ ፕሮፈርማ ካብ ዕለት 25/02/2017 ክሳብ ዕለት ዕለት 27/02/2018 አብ አየር ይፀንሕ አ ዕለት 28/02/2018 ዓ/ ም ሳዓት 4:00 ይከፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብሰልኪ ዕረ0342405423 ምሕታት ይከአል