ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ

1 ናይ 2018 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዝተሐደሰን : ናይ ግበሪ ዝከፈለን : መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ቲን ቁፅሪ ከቅርብ ዝክእል

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል

3 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 24/2/2018 ዓም ክሳብ 8/3/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ዓዲግካ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ክሳብ ዕለት 9/3/2018 ዓም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ብምግባር ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀተሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 15000 ቅርሺ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ ቢንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000539477424 ኣታዊ ብምግባር ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ 150 ብር ዘይምለስ ይከዉን

5ንመሳርሒ ፅሕፈት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገበቲ ኮይኖም ንቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መሰከረም 2018 ዓም ዲክለሪሽን ከቅርብ ዝክእል

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ሊባኖስ ኮሌጅ ኣብ ዝነበረ ህንፃ ንርከብ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914888930