ማይጨው ሕርሻ ኮለጅ

ቑፅሪ ዕፋይ/ንብ/ምም/ርን/1182/18

ዕለት 24/02/2018 ዓ/ም

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ ቁፅሪ 01/18

ማይጨው ሕርሻ ፓሊ ቴክኒክ ኮለጅ ንናይ 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝህብ ናይ መካይን ጋራጅ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ከወዳድር ይደሊ።

ስለዚ ከትወዳደሩ እትደልዩ መቕረብቲ -

1. ካብ ደረጃ 5 ሓሙሽተ ንላዕሊ ትወዳደሩ ትክእሉ፣

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2017 ዓ/ም ዝታሓደሰ ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3. ናይቲ ዝዕገን መካይን ዓይነት ዝርዝር (ሰነድ ጨረታ) ፖስታ ታኣሽጉ ክቐርብ ኣለዎ፣

4. ናይ ግብሪ ከፉላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን I ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ ፡

5. መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ፣ እቲ ሰነድ ድማ ከምውዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ምዃኑ፡፡

6. እዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኸውን ጠቅላላ ድምር ብምርኣይ ይኸውን ፡፡

7. ዝርዝር ናይቲ ዕገና መካይን ዝገልዕ ሰነድ ካብ ማይጨወ ሕርሻ ኮለጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሃርን ቁፅሪ ቢሮ 01 ህ-B-25 ካብ ዕለት 24/02/2018 ዓ/ም ክሳብ 27/02/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 11፡00 እናመፃእኹም ንክትወስዱ ትኽእሉ፡፡

8. እቲ ጨረታ ሰዓራይ _ ዝኾነ ድርጅት /ጋራዥ ሳዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀለ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ውዕሊ ከዓስር ኣለዎ፡፡

9. ናይ ጨረታ ሳጥን ዕለት 28/02/2010ዓ/ም ስዓት 3፡15 ተኣሽጉ ኣብቲ ዕለት ስዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይኽፈት ።

10. ኮለጅና ዝሓሸ መማረፂ አንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ ።

NB፥-ንዝኾነ ሓበሬታ እንተደሊኹም ብስልኪ ቁፅሪ 03 47 77 03 88 ብምድዋል ምሕታት ይኸእሉ ።