ቁፅሪ ክ/ከ/ከ/ት/ፋ 266 /08/18
ዕለት 22/02/2018 ዓ/ም
ጨረታ ምልክታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብግልጺ ረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት መዐቀንታት እተማልኡ ተረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም።
1. ናይ 2018ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰን ግብሪ ዝኸፈለን ክዀኑ ኣለዎ።
2. መለለይ ግብሪ ቁፅሪቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል።
3. ናይ 2018 ዓ/ም መቅረብቲ ምዝገባ መለለዪ ዝተሓደሰ ካርዲ ክቐርብ ዝኽእል።
4. ጨረታ ምልክታ ካብ ዝብሉ ዕለት 24/02/2018 ክሳብ 08/03/2018 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 09/03/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱች ኣታዊ ብምግባር ክሳብ ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫራታይ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።
5. ተጫረቲ ናይ ረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ፅሕፈት መሳርሒ 15000.00 : ብናይ ስፔኑ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይከዓ ብጥረ ገንዘብ ናብ ባንኪ ሒሳብ ቁፅሪ 1000539477424 ኣታዊ ብምግባር ናይ ለረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 150 ዘይምለስ ይኸውን።
6. ተጫረቲ ዘድሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ነንበይኑ ብምእሻግ ኦርጅናል ኣብ ሓደ ፖስታ፣ኮቲ ኣብ ካሊእ ፖስታ ብምእኻን ኣብ ዝተዳለወ ሳንድቕ ምእታው ይካኣል
7. /ሕፈት መሳርሒ VAT ዝተመዝገቡ ንቫት ተመዝገብቲ ናይ ወርሒ መስከረም ዲክላሬሽን ከቅርብ ዝኸኣል
8. ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪላት ብዘይ ምቕራቦም ስነስርዓት ምኽፋት ሪታ ኣይተዓናቐፍን ወይ ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ ኣይህሉን።
9. ናይ ተጫረቲ ሽም፣ ኣድራሻ፣ስልኪ ቁፅሪ ፊርማን ማሕተምን ክዓር ኣለዎ።
10. ተጫራቲ ጨረታ ዝሰዓረ ምኻኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ ሕጋዊ ውዕሊ ክኣስርን ናይ ውዕሊ መኽበሪ 10% ብዝተረጋገፀ ስኦ ክትሕዝ ዝኽእል።
11. ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ናይ ምውሳን ምቕናስን መሰሉ ሕሉው እዩ።
12. ኩሎም ዕድጊታትና በቲ ዝወፀ ስተስፍኬሽን መሰረት ከቕርብ ዝክእል ክኸውን ኣለዎ።
13. ትራንስፖርት ዝምልከት ባዕሉ ሰዓራይ ኣካል ዝሽፍን ኮይኑ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኩሓ እቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ክገብሩን ኣለዎም።
14. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብከፊል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰ
15. ኣድራሻ ሊባኖስ ኮለጅ ዝነበረ
16. ተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914888930 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።