1 ናይ 2017 ዓም ወይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ዘፈር ንግዲ ፍቃድ መቅረባይነት
2 ወረቀት መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስን ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ንነብሰወከፍ ምድብ ብምክፋል ክወስዱ ዝክእሉ
5 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ኮይኑ ንተራ ቁፅሪ 1 50000 ቅርሺ : ንተራ ቁፅሪ ክልተን ሰለሰተን ኣርባዕተን 15000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ
6 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 21/2/2018 ዓም ክሳብ 5/3/2018 ዓም አብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 5/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይከፈት
7 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረተኦም ሽም ፊርማን ማህተምን ዘለዎ ብስምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ብፖስታ መሊእኩም ቅዳሕ ዋንኡን ነኒበይኑ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
8 ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ እቲ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከቅርብ ዝክእል
9 ኣብ ርክብ ግዜ ምስቲ ዝወፀ ነፅርታ ማዕረ ምካኑ ብባዕል ሞያ ምስተረጋገፀ እቲ ቤት ዕዩ ዝቀበል ምካኑ
10 ናይ ዳሚጅ ንብረት ዝምልክተ መከበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ከይኑ ንተራ ቁፅሪ 5 50000 ቅርሺ ካብ ቁፅሪ ሽድሸተ ክሳብ 9 ንዘሎ ብድምር 25000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 21/2/2018 ክሳብ 8/3/2018 ዓም ኮይኑ 8/3/2018 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ይክፈት
11 ኣብ ሰንድ ጨረታ ባዕልካ ነፀርታ ይኩን ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን
12 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንትወሳኪ ሐበሬታ 0914184780 0914204485 0914458519