ፕሮፎርማ ምልከታ
ኢንተርኘራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሊሲከትረክ ጀነሬተር ክዕድግ ስሰዝደሲ እዚ ቀጥዒ ብምምሳስ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
| ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪ | ታረቁ | ዓይነት ዝርዝር | መፍለይ ቁፅሪ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 37586 | 1 | Starter motor | AZJ3109/12V | pcs | 02 |
N.B. For Electric Generator 25KVA
ከማልኡ ዝግበኦም ረቋሒታት
● ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድን ቲን ናምበርን፣ ቫት ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክተሓሓዝ ኣለዎ ።
● እቲ ዝቀመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ/ ዘሰምን ዘይብሱን ምዃኑ ብንፁር ከቀመጥ ላሰዎ
● እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት/ቲኦቲ ዘለዎን ዘይብሉን ምዃኑ ብንፁር ክቕመጥ ኣለዎ።
● ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ገልጋሎት(ኣቕሓ)ክህብ ኣለዎ።
● ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክመፅእ ኣለዎ።
● ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 20 / 02 /2018 - 24 /02 /2018ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።
● ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 25 / 02 /2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።
● ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
● ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ምምፃእ - ምጥያቕን ፕሮፎርማ ምውሳድን ይከኣል።