ከስረሖምን ክዕድጎምን ዝደለዩ ንብረታት ናይ ስእልታትን ካርታትን ንድፊ መፅሓፍ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 10 ክፍሊ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፉሉይ ድሌት ኣቅሑት ይከዉን
1ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ናይ 2017 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ
2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት እዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም
4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ቫተ ድክለሬሽን መረዳአታ ዘቅርብ
6 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ንሕድሕድ ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
7 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን እዚ ጨረታ ምልክታ ብዶት ሬድዩን ቴሌብዥን ካብ ዝተጋወሐሉ 14/2/2018 እዋን ክሳብ 28/2/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
8 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዝዓደግሉ ዕለት ጀሚሩ መወዳደሪ ጨረታ ሰነዶም ክሳብ ዕለት 28/2/2018 ዓም ሰዓት 845 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትገራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳነዱቅ ምእታዉ ይክእሉ
9ጨረታ ሳንዱቅ 28/2/2018 ዓም ሰዓት 8:45 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት
10 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 15000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ
11 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር
12 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታን ካሊእ መብራርሂን ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከአል
13 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ፍሉ ድሌትን ኣቅሑትን ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓል ናብ ቢሮ ትምህርቲ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይገብር ናይ ስእልታትን ካርታትን ንድፊ መፅሓፍ ካብ 1ይ ክሳብ 10ይ ክፍሊ ድማ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርሉ ዐለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 40 መዓልቲ ተከታታሊ መዓልቲታት ሰሩሑ ከረክብ ይግባእ
14 ዝኮነ ተጫራታይ እቲ ቤት ዕዩ ብዝዳለወ ስፐስፊኬሽን መዓቀኒ ዝዉስክ ወይ ዝንኪ ወይድማ ስርዝ ድልዝ ዝገበር ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምካኑ ክፈልጥ አለዎ
15 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
16 አቀራርባ ጨረታ ሰነድ ዝምልክተ ናይ ስእልታትን ካርታትን ንድፊ ካብ 1ይ ክሳብ 10ይ ክፍሊን ከምእዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፋይናንሻልን ቴክነካልን ብምድላዉ ነናይ ባዕሉ ዋናን ቅዳሕን ብምዕሻግ ከቅርቡ ይግባእ
17 ብተወሳኪ ናይ ፍሉይ ድሌት ኣቅሑት ድማ ፋይናንሻል ብምድላዉ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ ይግባእ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403477 034440299