ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ቑዕሪ፡ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ን/26/2018 

ዕለት፡ 14/2/2017ዓ/ም

ቀጥታ ክራይ መሳርሒ ዝወፀ ምልክታ ንኹልኹም መቕረብቲ ክራይ መሽነሪታትን ተሽከርከርትን

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተካርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ከካሪ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዖ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ፤

ናይ ኪራይ መሽን ብህፁፅ ሜላ ዕደጋ ምክራይ

ተ/ቑሽም ፕሮጅክትዓይነት መሽንበዝሒ ዝድለይ መሳርሒዝተጥቀመሉ ነዳዲናይ ዝሰራሕ ሰራሕ መዐቀኒናይ ስራሕ መጠንማ/ዕ/ፅንዓትዉሳነ ዋና ስራሕ ፈፃሚ
1ግራዳንደር ሓረዘዶዘር240 ሊትር ብስዓትብሰዓት300.0016,650.0010,000.00
ኤክስካቫተር121 ሊትር ብስዓትብሰዓት220.0017,750.008,000.00
ሎድር1ካብ 17-20 ሊትር ብስዓትብሰዓት44.008,750.004,200.00
ግርደር118 ሊትር ብስዓትብሰዓት149.008,950.004,500.00
ሮለር18-12 ሊትር ብስዓትብሰዓት149.006,900.002,500.00
ማይ ቦቲ11.5-1.8 ኪ/ሜ ብሊትርሜ/ኪዩብ10,170.00872.50450.00
ንእሽተይ መኪና17-ኪ/ሜ ብ1 ሊትርብመዓልቲ12,000.006,625.004,300.00
2ያሆዴጋ - ኣራዕዶዘር340 ሊትር ብስዓትብሰዓት238.0017,750.0012,000.00
ኤክስካቫተር ምስ ጃክ ሃመሩ221 ሊትር ብስዓትብሰዓት449.0017,500.0011,000.00
ሎድር112 ሊትር ብስዓትብሰዓት245.008,975.005,000.00
ግርደር117 ሊትር ብስዓትብሰዓት274.009,150.005,500.00
ሮለር18 ሊትር ብስዓትብሰዓት274.007,425.003,000.00
ማይ ቦቲ115-1.8 ኪ/ሜ ብ1 ሊትርሜ/ኪዩብ45,540.001,200.00550.00
ንእሽተይ መኪና14,5 ኪ/ሜ ብ1 ሊትርብመዓልቲ480.009,125.006,000.00
3ዕደጋ ሓሙሰ - ኣፅቢዶዘር240 ሊትር ብስዓት ብሰዓት536.0011,350.006,500.00
ኤክስካቫ ተር ምስ ጃክ ሃመሩ221 ሊትር ብስዓትብሰዓት68.0013,250.007,000.00
ሎድር117-20 ብሊትርብሰዓት972.407,125.003,300.00
ግርደር217 ሊትር ብስዓትብሰዓት972.408,375.003,500.00
ሮለር28-12 ሊትር ብስዓትብሰዓት274.004,750.002,200.00
ማይ ቦቲ11.5-1.8 ኪ/ሜ ብ1 ሊትርሜ/ኪዩብ48,620.002,237.50240.00
ንእሽተይ መኪና17ኪ/ሜ ብ1 ሊትርብመዓልቲ480.005,225.003,500.00
4ምጉላት - ኣዘባዶዘር140 ሊትር ብስዓትብሰዓት125.0013,200.006,500.00
ሎድር1ካብ 17-20 ሊትር ብስዓትብሰዓት167.007,700.003,300.00
ግርደር115 ሊትር ብስዓትብሰዓት200.008,650.003,500.00
ሮለር18-12 ሊትር ብስዓትብሰዓት200.005,250.002,200.00
ማይ ቦቲ11.5-1.8 1ሊትር(12-14 ሊትር ብስዓት)ሜ/ኪዩብ10,020.701,987.50280.00
ንእሽተይ መኪና17 ኪ/ሜ ብ1 ሊትርብመዓልቲ360.007,100.003,500.00
5ገረብ ሰገንዶዘር140 ሊትር ብስዓትብሰዓት12010,025.004,500.00
ሎድር1ካብ 17-20 ሊትር ብስዓትብሰዓት1606,000.002,800.00
ግርደር118 ሊትር ብስዓትብሰዓት1925,650.003,000.00
ሮለር18-12 ሊትር ብስዓትብሰዓት1923,700.002,000.00
ማይ ቦቲ11.5-1.8 1ሊትር(12-14 ሊትር ብስዓት)ሜ/ኪዩብ9601475.00161.00
ንእሽተይ መኪና17 ኪ/ሜ ብ1 ሊትርብመዓልቲ2404,625.002,200.00

1) ነዚ ኣብ ላዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ዓይነት መሳርሒ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እንዳቐረብኩም ሪፖርት ክትገብሩ ንሕብር፤

2) መሳርሒ መቕረብቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን(መቕረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

3) እተን መሳርሕታት ዝተሓደሰ መንጃ ፍቓድ፣ 3 ወገን፣ ሊብረን ካላውዶን ዝገበራ ምዃንን መረዳእታ ምቕራብ 4) እተን ክራይ መሳርሒ ኣብ መቐለ ዋና ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ወይ ናብቲ ዝተጠቐሰ ፕሮጀክት ኣትየን ፅርየተን ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወሲዱ ስራሕ ንምጅማር ቕቡል ዝገብር፤

5) ቐዲሙ ዝመፀ ተወዳዳራይ ቕድሚያ ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ናብ ስራሕ ክዋፈር ይግበር፤

6) ናብ ስራሕ ቦታ(ፕሮጀክት) መኸድን መምለሲን ነዳዲ ብመካረዪ ዝሽፈን ኮይኑ ኣብቲ ስራሕ ቦታ ምስ ኣተዋ ግን ብኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ይሽፈን፤

7) እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤ ሓበሬታ ፡-እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14-17 /02/2018 ዓ/ም ይኸዉን