ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ 

ወርሒ ጥቕምቲ 2018 ዓ/ም

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንተሓቲ ዝተጠቐሱ ረቓሒታት ኸማላእ ኣለዎ፦

1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲንናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመፍለዪ /Specification/መለክዒ /Unit/በዝሒ /Qty/ነፀላ ዋጋመብርሂ
1ሕትመት ቻርት ክታበት ፕሮግራም፣• A2 ሳይዝ ፤250gm ኣርት ፔፐር፤ ምሉእ ሕብራዊ ላምኔትድ ዝኮነ / መታወቕያ ላምኔትድ ብዝግበረሉ ዓይነት/፤
• ሓደ ገፅ ጥራሕ ዝሓዘ፤
• መንጠልጠሊቐለበት ዘለዎ፤
• ብሳምፕል መሰረት ዝሰርሕን
ሳምፕል ኣምፅኡ ዘርእን፣
ቁፅሪ800
2መሰልጠኒ ማንዋል ጥሙር ጥዕናበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250
3መዝገብ ናይ ማንዛን ማንዛበቲ ዝተተሓዘ ስፐስፊኬሽን መሰረትቁፅሪ250

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ : ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ብግልፂ ኽፀሓፍ ኣለዎ:

➢ እንክተሎም መምርሒ:-

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/02/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 17/02/2018 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት 17/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኽፈት

5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ።

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓበረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 5' ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ:: 9 እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::