ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ፋይናንስ ወረዳ ቐይሕ ተኽሊ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ፕሮግራም PSNP-5 / ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ ግልጋሎት ዝውዕላ pakege Three Forestry seeds/ ናይ ደኒ አግራብ ዘርኢ መቅረብቲ ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ/ቑዓይነት ዝርዝር ዝዕደግ/Forest Seed /ዘርኢ ኣግራብ/ሰፐሰፊካሽን/Spesfication/መለክዒበዝሒተወዳደሪ ዝመልኦ ናይ ሓደ ዋጋ ብቁፅ/ብአሃዝተወዳደርሪ ዝመልኦ ናይ ሓደ ዋጋ ብፊደል
ብርሳን
1Gravela seed /ግራኤላዘርኢ ግራቬላ ኮይኑ ብዝድለ ፅሬትኪ/ግራም75
2Moringa seed /ሞሪንጋ/ዘርኢ ሞሪንጋ ኮይኑ ብዝድለ ፅሬትን መጠንንኪ ግራም18
3Momona seed ሞሞና/ዘርኢ ሞሞና ኮይኑ ብዝድለ ፅሬትን መጠንንኪ/ግራም50

ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification/ ምስራዝ ምድላዝ /ምቅያር/ ኣይፍቀድን።

• ናይ 2018 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝኸፈለን ንግዲ ፍቓድ ሕዘደሰን ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት/ ኮይኖም ብእዋኑ ናይ ወርሓዊ ዲክለረሽን ሪፖርት ዝገበርሉ ዋንኡን ምሰ ሓደ ኮፒ መረዳእታ ካቅርብ ዝኽእል።

• ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድንናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

• እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።

• እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኸፈት ምዃኑ

• ስዓራይ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ : ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ገይሩ ናብ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ከተማ ወርቃምባ ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ ምም/ርን : ከቅርብ ዝኽእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀይሕ ተኽሊ ከ/ስ/ዕ/ን/ ምም/ርን ብምውሳድ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ።

• ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብር 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ ጥራሕ/ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ። 

• ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 13 / 02 /2018 ዓ/ም ክሳብ 24 /02/2018 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ብዝግባእ ዓሽጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይከኣል።

• እቲ ጨረታ ዕለት 24 / 02 /2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4፡30 ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቀፅሪ ውሽጢ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት " ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን ።

• ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ በጀቱ ሪኡ 20% /ሚኢታዊ/ ክውስኸን ክቅንስን ይኸእል እዩ ።

• ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ 10% መኽበሪ ውዕል አትሒዙ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።

● ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ቀ/ተኸሊ እዚ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

❖ ተወሳኺ ሓበሬታ÷ 0924486312 ደዊሎም ምሕታት ይኸእሉ

ምስ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ር ወ/ቀይሕ ተኸሊ