ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረ ታ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ናይ ባኒ መሳርሒ ዝጠቅሙ መሳርሒታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክአስር ስለ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
1. ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቃድ ከቅርብ ዝክእል
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ
3. መፍለይ ቁፅሪ ( TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
4. ዝተሓደሰ ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬትን መቕረባይነትን ከቅርብ ዝክእል
5. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብአካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካአል
6. ተጫራታይ ሳዓራይ ምኳኑ ከብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሪፖርት ክገብር
7. ተጫራታይ ካብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ስፒስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ አይፍቀድን
8. ተጫራታይ አብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ
9. ጨረታ ሰነድ ኣብ ኣየር ዝፀንሐለ ግዜ ካብ ዕለት 10/02/2018 ዓም ክሳብ 19/02/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/02/2018 ዓ.ም ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይክውን
10. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘረቶ 20% ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ ይኸእል
11. መክፈቲ ዕለት ቀዳም ሰንበትን እንተዊዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይክውን
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ