ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ግልፂ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።

6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3‛ መዓልቲ የረክቡ።

7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 08/2/2018 ክሳብ 11/02/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን።

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ።

socket outlet Variety
ተ/ቑዓይነት ንብረትመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1power cable of 3*6 mm2 for industrial labMI135Elswidy
2Rigid PVC conduit 20mmPcs39BMT
3power cuble of 3*2.5 mm2 for water heaterMI77Elswidy
4Rigid PVC conduit 16mmPcs33BMT
5Industrial socket outlet outlet 32A single phasePcs4Original
6socket outlet 16A single phase with on/off controller switchpcs6Original
73-phase breaker 32APcs1Chant
81-phase breaker 32Apcs4Chant
91-phase breaker -20Apcs4Chant
101-phase breaker 16Apcs4Chant
111-phase breaker 10Apes4Chant
12Electrical Plasterpcs4Original
13Connector for Industrial socketspcs25for industrial
14light fitting LED 24W for shower & Toiletpcs15Made in Variety
15twin socket outlet 16A single phasepcs8Original
161-phases socket outlet 16Apcs6Original
17wire_3*2.5 mm2MM2Pcs100
18Light fitting LED classic 40W (85-265V,240-270 Lumping)pcs5
19Holder for Light fittingpcs5
20One way switchpcs2Romen