ውሱን ጨረታ ዕድጊት ናይ ኤለክትሮንክስ መሳረሒ
ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ናይ ደምቢ ኽዳን ጫማን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም::
| ተ.ቁ | ዓይነት ጨርቂ | Specificatin | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ ምስ ቫቱ | ጠቅላላ ዋጋ ምስ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ዲስክቶፕ ኮምፕዩተር | Itel Core i7 12th generation with 16 GB RAM & 1 TB Hard disk | 21 | ብመሰረት ምስ "ዚ ገፅ ዝተተሓሓዘ ስፐስፊኬሽን |
መምርሒ ተጫረትቲ
1 ናይ 2017 ግብሪ ዘመን ዝተሓደ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
2 ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ (TIN) ሰርቲፊኬት ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል
3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነን ሰርቲፊኬት ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእልን
4 እቲ ዝምላእ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ወይ ዘይሓወሰ ምዃኑ ብንፁር ተዘይተቀሚጡ ምስቫቱ
5 ተጫረትቲ መኽበሪ ጨረታ ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ (ሲፒኦ) ምስ ሰነድ ጨረታ ብሓባር ብኢንቨሎፕ ዓሺጎም ናብ ገ ዳስመ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ትካልና ብምምፃእ የእትው
6 ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫራታይ ዋጋን ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተጠቐሱ ናይ መሳርሒታት ብራንዲታትን ካልኦት ባህርያትን ብዝርዝር ክገልፅ።
7 ሰነድ ጨረታ ዘይምስስ ብር 300 እናኸፈልካ ካብ ትካልና 6ደ ደብሪ ቁፅሪ 8 ምውሳድ ይከኣል
8 እዚ ጨረታ ካብ ዕስት 7/2/2018 - 12/2/2018 ዓ/ም ኣብ ኣቦር ፀኒሑ በቲ ዕስት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ፤ሰዓት 4:00 ኣብ ትካልና 6 ደብሪ ቁፅሪ 8 ይኽፈት፤9 እዚ ጨረታ ከም ውዕሊ ኮይኑ እንተገስግስ ሰዓራይ ውፅኢት ካብ ዝተፈስስ ዕስት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ተኸታታሊ መዓስቲ ፅሬት ዘስዎ ንብረት ናብ ትካልና ንብረት ክፍሲ 6ይ ደብሪ ብናይ ባዕስ መጓዓዓዝን መሰል ወፃኢታትን ከረክብ ይግባእ፤
10 እቲ ዝሰዓረ ትካል/ውልቀ ሰብ ድሕሪ እቲ ንብረት ምስአረከበ ናይቲ ንብረት ይኽፈል።
11 ተጫራታይ ነቲ ጨረታ ዝሰዓረሉ ኣቑሑት ውዕሊ እንተዘይፈሪሙን ኣብ ዝተወሰነ ናይ ስራሕ መዓልቲ ንብረት ከብፅሕ እንተ ዘይተሰማማ አታዊ ኮይኑ ድርጅትና ካሊእ መማረፅ ይወስድ።
12 እቲ ቤት ዕዮ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋስ' ዘትሓዞ ሲፒኦ ናብ ሕሳብና ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ::
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ጎኒ ዋና ቤት ፅ/ት ደደቢት ማ/ፋይናንስ ናብ ዝርከብ ድርጅትና መፂእኻ ምሕታት ይከኣል፣ቁፅሪ ቴሌፎን-0344-404253።