ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ማለት እዉን ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይዚ ዓመት እዚ ናይ ጨረታ ወርሒ ቫት ዲክለሪሽን ኮፒን ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 14/2/2017 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3ን 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914732577 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል