ቤት ፅሕፈተ ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ

1 ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ በቲ ዓወድ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 3/2/2018ዓም ክሳብ 17/2/2018 ዓም ዘይምለሰ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2017 ዓም ወይድማ 2018 ዓም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ወይድማወርሒ መስከረም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ናይ መቅረባይነት 2017 ዓም ወይድማ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 መከበሪ ጨረታ ንፅሕፈት መሳርሒን 20000 ቅርሺ : ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 10000 ቅርሺ : ንጋራጅ 10000 ቅርሺ : ንፅሬት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ዉሕስና ክተትሕዙ እትክእሉ

7 ተጫራታይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ እቲ ንብረት ናብ ቢሮና ከቅርብ ዝክእል

8 ኣብቲ ዝተገበረ ጨረታ በጀት መሰረት ብምግባር ናይ በዝሒ 20 ሚእታዊ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ከምዝከኣል

9 ንፅሕፈት መሳርሒን ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 18/2/2018ዓም 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 ንኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 18/2/2018 ዓም 5:00 ተዓፅዩ ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 18/2/2018 ዓም 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

12 ናይ ጋራጅ መኪና ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 18/2/2018 ዓም 9:00 ተዓፅዩ ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

13 ንኣቅሑት ፅሬት ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 18/2/2018 ዓም 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937007238 0914735380 0344210089