ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

ምልክታ ፕረፎርማ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ኤሎትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኣብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ን1 ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ /ከፀግን/ ስለዝደሊ በቲ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፡-

ተ/ቁዝዕገን ዓይነት ኣቅሓዝድለ ግልጋሎት ፅገናበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ComputerMaintenance01
Service01
2MonitorMaintenance01
Service01
3PrinterMaintenance01
Service01
4Photo-copyMaintenance01
Service01
5LaptopMaintenance01
Service01
6ScannerMaintenance01
Service01
7Fax-MationMaintenance01
Service01
8BimerMaintenance01
Service01
9UPSMaintenance01
10TelevisionMaintenance01
11CalculatorMaintenance01
12Djital CameraMaintenance01
13Photo CameraMaintenance01
14Video CameraMaintenance01
15DishMaintenance01
16staeplizerMaintenance01

መተሓሳሰቢ

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት II No ኮፒ ከቅርቡ

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 04/02/18 ዓ/ም እስካብ ዕለት 07/2/18 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 7/2/18ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ድማ ይኸፈት::

➢ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የግድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር መሰረት ንምዕጋን ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ

➢ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ዝተበላሸወሉ ግዜ ብእዋኑ መፂኡ ከፀግን ዝኽእል::

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ ኣብ 4ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 228 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕለዉ'ዩ:

➢ ኣብቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ተሓሊዎ ኣብቲ ዝተሰረዘ ዋጋ ተቀባልነት የብሉን

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0344410504/ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ምሰ ሰላምታ