2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ

ቁፅሪዓ/ሓቂ 2ይ ብርኪ-01/1257/35

ዕለት 30/01/2018 ዓ.ም

ምልክታ ጨረታ

ሓፈሻዊ 2 ̋ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ እዞም ዝስዕቡ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ሪጋዓይነት ኣቕሓዓይነትበዝሒዋጋ ሓደመብርሂ
ብርሳን
180 ግራም ወረቐት1ይ ደረጃ250 ደስጣ
2ካርቦን1ይ ደረጃ05
350 ሉሕ ደፍተር1ይ ደረጃ64 ደርዘን
4እስክርቢቶ ሰማያዊ1ይ ደረጃ40 ባኮ*50
5እስክርቢቶ ቀይሕ1ይ ደረጃ40 ባኮ*50
6White markerboard 2-3mm/G-213 ጠዚ ዘለዎ504 ባኮ
7ዳስተር1ይ ደረጃናይ White 10 ባኮ board marker

➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ/ዋ/

➢ ቫት ምዝግባት፣ንግዲ ፍቓድ፣ቲን ቁፅሪን ምስዚ ጨረታ ተተሓሒዙ ክቐርብ ኣለዎ፡፡

➢ ኣብ ናይ ካልእ ሰብ ዋጋ ተተርኢስካ ዋጋ ምቕራብ ኣይፍቀድን፡፡

➢ መኽበሪ ጨረታ ብር 1000.00/ ሓደ ሽሕ/ ክተትሕዙ ይግባእ፡፡

➢ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 30/01/2018 ዓ.ም

➢ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/02/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ንግሆ

➢ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 10/02/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡30 ንግሆ

➢ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል መሰል ምስራዝ ኣለዎ፡፡

ምስ ሰላምታ