ቑፅሪ ኤ/ስ/u-001/2018
ዕለት 30/01/2018ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብከባብያዊ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቀሒታት እተማሰሉ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
1. ብናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣቅርቦት ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ፣ ቲን ናምበር፡ ቫት ዝተመዝገበን ናደ ቀረባ ሰስስተ ወርሒ ዲክሌር ዝገበረን፣
2. መንበሪ ጨረታ ብር 5,000.00(ሓሙሽተ ሽሕ) ካብ ሕጋውያን ትካላት ፋይናንስ ብCPO ኣስሪሑ ከትሕዝ ዝኸእል፣
3. ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ዘይምስስ ብር 150.00(ብር ሓደ ሚእቲን ሓምሳን) ብምኽሩስ ካብ ዕስት 30/01/2018 ዓ/ም-10/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ሰዓት ናዴ ንጉሆ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክትወስዱ ትክእሱ፣
4. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕስት 10/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ናደ ንጉሆ ኾይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕስት 10/02/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወደ ሕጋዊ ወከስቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት። እዝይ ከምዘስዎ ኮይኑ ኣብ እዋን ምኽሩት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዝኣተወ ፖስታ ከይተኸፈተ ዝምስስ የለን።
5. ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝጸንሓስ ጨረታ ካብ ዝኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ይኸዉን፣
6. ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓለወ እዩ።
7. ኣድራሻና ከተማ መቐስ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ወደዘር ህንፃ 4ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ-16 ፊት ንፊት ዋና ቤት ፅሕፈት ማይክሮ ሩዲናንስ ደደቢት፣
8. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342403254 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።