ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደ

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 28/01/2018 ዓ/ም –30/01/20

4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 30/01/2018ዓ/ም ልክዕ 4;oo ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 30/0/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን᎓᎓

5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ:

7. VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ::

ሞዴል LAN25


ተ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ድ/ት ዲፈረንሻልቁፅሪ0141110-OK170