ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

ጨረታ ፕሮፎርማ

አብ ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ ን2018 በጀት ዓመት ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቀለ ከ/ ስራሕ ቁፅፅር ግምት ህንፃን ከ/ሰ/ዲ/ ህንፃን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መላወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ በቲ ዘርፊ ፍቃድ ዘለኩም ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂ ፓርቲኖምበርመዓቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብረሂ
1Plig assy glow19850-300010ቁፅሪ04አባድላ |ታ.ቁ.4-01051
2Window regulator69802-0k010ቁፅሪ01አባድላ /ታ.ቁ.4-01051
3Bearing90363-TO003ቁፅሪ02ፒክ አፕ/ታቁ 4-01725

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛታት

1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውን ቲን (Tin Number)ን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም አብ መኸን ምህላዉ ከረጋግፁ ኣለዎም፡፡

4. ተወዳደርቲአትጫረትሉመምለኢዋጋብቢ ናብዝተዋሃበኩምቅጥዒመሊእኹም ከቕርቡ ይክእሉ፡፡

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/2018 ዓ/ምሰዓትዓ/ም ሰዓት10:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

6. እዚፕሮፎርማ ዕለት 30/01/2018 ዓ/ምሰዓት 10:30 አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዕደጋን ፋይናንስን ይኽፈት፡፡

7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀባልነት የብሉን

8. አድራሻና አብ ጎኒ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረከ፣ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡፡

10. ተወዳደርቲ ሰዓርቲ ኮይኖም እንተተረከቡም እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ዘገልግል ምካኑ ክፈልጡ አለዎ፡፡

11. እዚ ፕሮፎርማ ዘሸነፈ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ኣብ ዉሽጢ 7 ማዓልቲ ንብረት አታዊ ናይ ምግበር ግዴታ አለዎ፡፡