ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ትካልና ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓለን ዘይውዓሱን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ደደሊ፡፡ በዙይ መሰረት እዞም ንብረታት ንምዕዳግ ድስትን ዓቕሚን ዘስኩም ነጋዶ ብመሰረት ዝመፀ ጨረታ ሰነድ ገዚእኩም ምዕዳግ ከም ትኽእሱ እናፍስጥና ዝርዝር ዝገደ ንብረት ከም ዝስዕብ ብሰንጠረዥ ቐሪቡ፡፡
| ተ.ቁ | ናይ ንብረት አይነት | መለኪዒ | በዝሐ | ናይ ሓደ ነፀላ ዋጋ ቅድሚ ቫት | ጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት |
|---|---|---|---|---|---|
| 1. | ዝተረሰሰ ቤስት ኮንቨራት(ሰከንድ ሃንድ) | ኪሎግራም | 1000 | ||
| 2. | ስኀር ኮንዘር | ቁፅሪ | 01 | ||
| 3. | ነዳዲ ጣረቐሚ 15000 ሊትር ዝሕዝ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 4. | ሲቴስስ ስቲስ ታንከር 7000 ሊትር ዝሕዝ 22009 ዓ, ዓውሓት 2000 "ፂ "ሄ | ቁፅሪ | 02 | ||
| 5. | ኣስሚኔም ሳራ በዓሳ 20*1000*2000 | ቁፅሪ | 02 | ||
| 6. | RHS DOOR? (ሪ ተዓፃፊ) 1000*200 | ቁፅሪ | 05 | ||
| 7. | ኮንቲኔራት ብዓስ 02 ፊት | ቁፅሪ | 04 | ||
| 8. | ኮንቲኔራት ብዓሰ 04 ሬት | ቁፅሪ | 04 | ||
| 9. | ሞተርሳይክል ዘገልገለ | ቁፅሪ | 01 | ||
| 10 | ኣረጊት ቆርቆሮ | ቁፅሪ | 481 |
ዝርዝር ዝውገዱ ናይ ቦርድ/ችፑድ /ዓይነታት
| ተ.ቁ | ናይ ንብረት አይነት | መጠን | መለኪዒ | በዝሐ | ናይ ሓደ ነፀላ ዋጋ ቅድሚ ቫት | ጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Row board 13 mm. | 90*190 | pcs | 439 | ||
| 2 | Row board 13 mm | 25*244 | pcs | 133 | ||
| 3 | Row board 13 mm | 20*190 | pcs | 200 | ||
| 4 | Row board 16mm | 118*244 | pcs | 35 | ||
| 5 | Row board 18 mm | 116*244/230 | pcs | 243 | ||
| 6 | ፅሕዲ ጣውላን ሞራለን | ሜ 3 | 3 | |||
| 7 | MDF ብዓል 3mm | 3mm | pcs | 14 | ||
| 8 | Plywood 114 14 mm. | G-B | pcs | 12 |
1. ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ድለት ዘለኩም ነጋዶ እዚ ጨረታ ካብ ዝዘህስ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ማይጨው ዋና ቢር ብምቕራብ ዘይምለስ ብር 500 እናኸፈለኩም እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ከም ትኽእሉ ንሕብር
2. ተጫረቲ እቲ ናይ ጨረታ ዝርዝርብኣግባቡ ብምርኣይ ዝተሓደሰን ሕጋዊን ንግዲ ፍቓዶም ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም
3. ተጫረቲ ናደቲ ዝጫረቱዎ ንብረት 10% ናይቲ ጠቕላላ ዋጋ ናደ ባንኪ ዉሕስና ወደ ድማ ዝተረጋገፀ C.P.0.ከቕርቡ ኣለዎም
4. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ንብረት ዝርዝር ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሓዝ ክሳብ 03/02/2018 ዓ.ም ስዓት 3፡30 ቅድሚ ቐትሪ ኣብ ማይጨው ፓርቲክስ ቦርደ ዋና ቢሮ ኣብ ዝተዳስወሎም ናይ ጨረታ ሳንዱቕ የእትው
5. ተጫረቲ እቲ ጨረታ ምስ ስዓሩ ናይቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ኣብ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ብምኽፋል ንብረቶም ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ኣልዒሎም ክውድኡ ኣሎውም
6. እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ በደ ኣብ ዘይተረኸቡስ ኣብ ማይ፡ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዕስት O3/02/2018 ዓ.ም ልክዕ ስዓት 3፡30 ተዓፅዩ ስዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይኽፈት
7. ተጫረቲ እቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ፅዒኖም ናይ ምጉዕዓዝ ግዴታ ኣለዎም
8. ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋስ ይኹብ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓሉወ እዩ
9. ዋጋ እንትሠስኡ ብኣካል ኣብ ትካል ብምቕራብ እቲ ንብረት ብምርኣደ ክመልኡ ይግባእ
10. ተጫረቲ ወይ ከኪሳቶም ዝኾነ ሓበረታ እንትደስቦ እዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ናይ ስልኪ ኣድራሻታት ከጥቀው ይክእሊ እዮም።
ኣድራሻ
ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር
0914301759/0914014523/0914166815/0914099997/