1 ናይ ተጫረቲ ሽምን ፊርማን አብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታን መዓሸጊ ፖስታን ክቅመጥ አለዎ
2 መከበሪ ጨረታ 20000 ብኣድራሻ ናብ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕደር ንብረትን ተባሂሉ ክፃሓፍ አለዎ
3 ተጫረቲ ጨረታ ምስዓሮም ምስተረጋገፀ ፀፀር ንከልዕሉ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብናይ ኢትየጰያ ብሄራዊ ባንኪ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ እዉን ፋይናንሳዊ ትካላት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕሰና ባንኪታት ወይ ፋይናንሳዊ ትካላት ብረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ብሽም ልመዓት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ጉሎ መከዳ ከትሕዙ አለዎም
4 ተወዳደርቲ እቲ ጨረታ ምምርሒ ንብረት ካብ ዝተገመተ ዋጋ ንላዕሊ ዝአተወ ሰዓራይ ይከዉን
5 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ክይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ጉሎ መከዳ ዝተዳለወ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲታት ምዉሳድ ይክእሉ
6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብስክርቢቶ ከይኑ ስርዝ ድልዝ በዘይብሉን ብግልፂ ከቀምጡ አለዎም
7 ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎም ፊርማ ተጫረቲ ኣብቲ ቅድሚ ዝተደምሰሰ ክዓርፍሉ አለዎም
8 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ቅጥዒታት መሰረት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ሽሞም ፊርሞምን ብትክክል ዘይተመለአን ዝተዛበዓ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ጨረታ ወፃኢ የግብር
9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክብሉ ዕለት 29/1/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ነሱ ልክዕ ሰዓት 4:30 ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ጉሎ መከዳ እቲ ጨረታ ይክፈት
10 እቲ ጨረታ ኮይኑ ኢሉ ዘዛበዓ ወይ ንምጭብርባር ዝፈተነ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን ከምእዉን ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ይዉረስ
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937037779