ናይ ኦዲት ጨረታ ምልክታ
ኣብ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቛሕን ዕዳጋ ቐዳም ናይ 2017 በጀት ዓመት ሒሳብ ምንቅስቃስ/ፋይናንስ ስራሕቲ / ብሕጋወያን ኦዲተራት ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መመዘኒ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ተጫረትቲ ዘማልእዎም ረቛሒታት
1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ መፍለይ ቑፅሪ /TIN No / ዘለዎ ፣ ናይ 2017 ዓ/ም ዓመታዊ ግብሪ ዝኸፈለ ፣
2. 1" /2ይ ደረጃ ናይ ኦዲት ብቅዓት መረጋገፂ ፍቃድ ዘለዎ ዘቅርብ/ተቅርብ ፣
3. ኣብ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣብ ዕቛርን ልቛሕን ማሕበራት ብ ዘመናዊ ሶፍተዌር SACcO Accouting ኦዲት ከም ዝገበ ረ/ት መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል ይምረዕ ፡፡
4. ውዕል ካብ ዝተኣሰረሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ና ኦዲት ኣጠናቒቑ ከቅርብ ፣ ዉፅኢት ኦዲት ናብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፀብፃብ ሪፖርት ክቅርብ ዝኸአል ፡፡
5. ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ትካልና እናመፃእኹም ምውሳድ ትኽእሉ ፡፡
6. ጨረታ ሰነድ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 14 /01/2018 ዓ.ም ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 7 ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ቐዳም ሓውሱ ይኸውን ፣
| ዝርዝር ሰነድ | በዝሒ | ደረጃ ፍቃድ | ነፀላ ዋጋ | ጠ/ድምር ዋጋ | |||
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ኣታዊ ደረሰይ | 2 | ||||||
| ወፃኢ ደረሰይ | 7 | ||||||
| ሓቓፊ/ box file/ | 11 | ||||||
| ጄቪ (JV) | 1 |
ሓበሬታ
ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ፡፡
ሓ//ዝ/ሕ/ስ /ማ/ር ዕቛርን ልቃሕን ዕዳጋ ቐዳም
ኣድራሻና ኣብ ጥቃ ምስፍን ኢዳስትሪያል ዕዳጋቀዳም ኣብ ኣብ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋ ጎኒ እንዳ መጥሓን ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914729798 / 0914727471