ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር

ን2 ግዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ግራናይት ብጨረታ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ እዚ ምልክታ ካብ 13/01/18 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 19/01/18 ዓ.ም ቅድሚ ሰዓት 4፡00 ትወዳደርሉ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ እንዳገለፅና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ምዃኑ ንሕብር።

ተ.ቁዝርዝርመለክዕመጠንዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ግራናይት 60ሰ.ሜ×3ዐ ሴ.ሜ × ካብ ሴ.ሜ 2 ክሳብ 3 ሴ.ሜኪሎ1900

1. ብዘርፉ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ።

2. ቲን ናምበር ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል ።

3. ቫት ተመዝጋቢ ኮይኑ ዝተመዝገበሉ ሰርቲፍኬት ከቕርብ ዝኽእል።

4. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ (CPO) 100,000.00 ብሽም ቢ ኤም ኣር ሪል እስቴት ከቅርብ ኣለዎ።

5. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይኸውን።

6. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ሻት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቕመጥ ኣለዎ።

7. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቐርብ ኣለዎ።

8. ሳዓራይ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 05 ማዓልቲ ንብረቱ ከልዕል ኣለዎ።

መተሓሳሰቢ፦ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ጨረታ ናይ ምስራዝ

ኣድራሻና፦ ኣብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ-1 6ይ ደብሪ