ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2016/ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ ቲኢቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ኩሉ ዓይነት ግልጋሎት ጥዕና ብፍሉ ክኢላ ስፔሻሊስቲ ኣማሊኡ ዝህብ

3 አብቲ ትካል ዝሰርሑ በዝሒ ኪኢላታት ማለት እዉን ሓካይም ቀወምትን ብትርፊ ሰዓት ዝሰርሑን ከምእዉን ዝርዝር ኩነታት ቁፃርን ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል

4 ካብ ቢሮ ጥዕና ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ

5 አብ ቀፅሪ ፋብሪካና ዝርከብ ክሊኒክ ብክፋል ግልጋሎት ክህብ ዝክእል

6 ኩሎም ክማልኡ ዝግብኦም ዝርዝር ኪኢላ ኪኢላ ዉሽጣዊ ሕማም ኢንትርኒስት ኪሊላ ሕማም ልቢ ክኢላ ስነተዋልዶን ወሊድን ዳይናኮሎጊስት ኢንድ ኦፕስተስትሪክ ኪኢላ ዓፅምን መገጣጠምን ኪኢላ ካብ ክሳድ ንላዕሊ ክሊኢላ ሕማም ስንንን ግርፃንን ኪኢላ መትኒ ኒሮሎጊስት ኪኢላ ሕማም ስነኣእምሮ ሳይካቲሪስት ኪኢላ ሕማም ቆርበት ኪኢላ ራጅን ኣልትራሳዉንድን ራድዩሎጂስት ኪኢላ ኣካላዊ ህክምን ፊዝዩቲራፒስት

7 ክማልኡ ዝግብኦም ናዉቲ ሕክምና ኣልትራሳዉንድ ራጂ ማለት እዉን ኤክስረይ ኤኪጂ ኤንድ ኢኮ ሲቲ እስካን ተሃሊዎም ይምርፅ

8 ኤም ኣርኣይ እንተሃልዎም ይምረፅ

9 ፅሬቱ ዝሐለወ ናዉቲ ላብራቶሪ ዘለዎ

10 ዉሕስና ጨረታ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም

11 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ፖስተ ክሳብ ዕለት 6/oct/2025 ዓም ኣቆፃፅራ ኣዉሮፓ ኣብ ፋብሪካ መስቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

12 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት 6/oct/2025 ዓም ኣቆፃፅራ ኣዉሮፓ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

13 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ዋላ ኣይረከቡ ጨረታ ሰነድ ይክፈት

14 ፋብሪካ ስሚንቶ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914729516 0912502596