ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንሰ ኣደዳይ ንቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ካብ ቆዋሚን ሃላቒን ወፃኢ ዝኾኑ ኣቑሑትን ኣብ በጀት ዓመት 2025/2026 ኣፈ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
1) ዝርዝር ዕድጊት ዝፍፀሙ ኣቑሑት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ኣድራሻ 1ይ ወያነ ቀበሌ 11 ዓዲ-ሓ ክረኮንች ታክሲ መበገሲ (ዳዊት ህንፃ) መፂኹም ሰነድ ብምውሳድ ምውድዳር ይከኣል።
2) ኣብዚ ጨረታ እትሳተፉ ክታማልእዎ ዝግባእ ርቋሒታት:-
- በቲ መስመር ዝወፀ ናይ 2017/18 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቕድ ዘለኩም:
- መፍለዩ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ (TIN) ዘለኩም: ምስክር ወረቐት መቕረባይነት ከቕርቡ ዝኽእሉ: ቫት ሰርቲፌኬት ዝተመዝገቡ ምዃኖም ዝገልፅ :
- ናይ ወርሓዊ ቫት ሪፖርት ዘእወጅለ ኮፒ ከቕርቡ ዝኸኣሉ፡
3) ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ካብ ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ብናይ ባዕሉ ሰነድ መሊኡ ምቕራብ ኣይከኣልን፣
4) ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ 400.00 (ኣርባዕተ ሚኢቲ ብር)እናኸፈልኩም ምግዛእ ይከኣል፣
5) ዝርዝር ዋጋ መግለፂ ጨረታ ካብ ዕለት 08/09/2025 2.ፈ (03/13/2017 ዓ.ም) ክሳብ ዕለት 18/09/2025 ኣ.ፈ (08/01/2018 ዓ.ም) ክሳብ ስዓት 8፡00 ኣብ ዝተፈቐደ ቦታ ኣብ ኣየር ይፀንሕ። ጨረታ መኽፈቲ ዕለት 18/09/2025 ኣ..(08/01/2018 ዓ.ም) ሰዓት 8፡30 ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ይኸውን፡፡
6) ንሕድ ሕድ ተጫረቲ
✓ ንፅሕፈት መሳርሕን ፅሬት ኣቁሕትን ካብ ቆዋሚን ሃላቒን ወፃኢ ዝኾኑ ኣቑሑትን መኸበሪ ጨረታ 25,000.00(ዕስራን ሓሙሽተን ሽሕ ብር)ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ኣብ እዋን መኸፈቲ ጨረታ ከትሕዝ ዝኸእል፣
7) ዘሸነፈ ተጫራታይ ካብ ዝግለፀሉ እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ውዕሊ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ብምትሓዝ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፣
8) ትካልና ማ/ኣ/ማ/ፋይናንስ ኣደዳይ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
0934358631