1 መከበሪ ጨረታ 80000 ቅረሺ
2 ናይቲ ፕሮጀክት ቦታወረዳ እንደርታ ፍሉይ ቦታ ሓዉሶዎ ዝስራሕ ናይ መስተ ማይ ምስፋሕፍሒ ፕሮጀከት
3 ናይ 2017 ዓም ናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለኩም
4 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም
5 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለኩም
6 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም
7 ናይ ወርሒ ሰነ 2017 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥክምሉ መረዳአታ ክተቅርቡ እትክእሉ
8 ዝተዳለወ ዝርዝር መዓቀኒ እዚ ናይ ዕድም ደብዳቤ ብቤሄራዊ ሬድዩ ድምፂ ወያነ ሬድዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ንቁፅሪ 11 ዘይምለስ 600 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
9 መከበሪ ጨረታ 80000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ወይድመኛ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ባንኪ ዉሕስና ምስቲ ቴክኒካል ሰነድ ጨረታ አታሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ
10 እቲ ጨረታ 26/1/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ይክፈት
11 ተጫረቲ ሐደ ዋና ቴክኒካልን ሐደ ዋና ፋይናንሻልን ሰንድ ነንሕድሕዱ በበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሐደ ቅደሕ ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ፋይናንሻል ሰነድ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ሰነድ ብምቅራብ ብዝባን እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብግልፂ ክቀርብ አለዎ
12 ከምእዉን ናይቲ ትካል ማህተመን ፊርማን ክዓርፎ ይግባእ
13 ናይ ጨረታ መክፍትን ምዕፀዉን ኣብ ባ”ለ እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይከዉን
እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0975462316