ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንተጠቀምቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝዉዕል ተኸላ መኸሊ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ዕርየቱ ዝሓለወን ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን ኣለዎ::

5. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫሪ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

7. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/12/2017 ዓ/ም -30/12/2017 ዓ/ም ይኸውን::

8. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 30/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሽጉ ሰዓት 4፡30 ይኸፈት

9. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ አቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ዝተደለየ ቦታ ከቕርቡ ዝኸእሉ

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

ተ.ቁዓይነትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ቆስጣኪሎ01
2ካዉሎኪሎ01
3ድንችኪሎ01
4ቃሪያኪሎ01
5ሽንጉርቲኪሎ01
6እንቋቊሖኪሎ01
7ኮሚደሮኪሎ01
8ፃዕዳ ሽንጉርቲኪሎ01
9ካሮትኪሎ01
10ርሑስ ጅንጅብልኪሎ01
11ጨና ኣዳምእሳር01
12ሰሰግእሳር01