1 ዝተሐደሰ ንግድ ፈቃድ :ቲን ቁፅሪ : ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት : ቫት ተመዝገብትን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2017 ዓም ቫት ዲክለሪሽን ዘቅርብ
2ዝተዳለወ እስፐስፊኬሽን ካብ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ ዕለት 27/12/2017 ዓም ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ መከበሪ 30000 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ አብ ኩነታት ዘይተምሰርተ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሪዲት ቅድሚ እቲ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
4 ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ንብረት ክፍሊ ከረክብ ዝክእል#
5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 7/1/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 7/1/2018 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት እነተዘይተረከቡ እዉን ኣብ ዘየለዉሉ ምክፋት ዝክኣል ምካኑ ርዱኡ ይገበሩ
6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተም ገይርኩም ከቅርቡ አለዎም
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914127310 0914772175