ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ገዛ ጥቃ ሓየሎም ኣደራሽ ዝኮነ መዋሰኒኡ ብምራቅ መንገዲ ገዛውቲ፣ ብሰሜን መንገዲ ፣ብምዕራብ መንገዲ፣ ደቡብ መንገዲ ስፍሓቱ ቦትኡ ከባቢ 1323 ሜ ዝኾነ መሬትን ገዛውትን ክትካረዩ ትደልዩ፣:
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ (ሓምሳ ቅርሺ ክገዝእ ዝክእል
2 ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 23/12/2017 ዓ/ም - 03/13/2017 ዓ/ም ይከውን::
3 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 03/13/2017 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 03/13/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::
5 እቲ ዝካረ ቦታን ገዛውቲ ክ/ክ/ከተማ ኩሓ እናመፃኩም ምርኣይ ትክእሉ ትክእሉ::
6 ተወሳኪ ሓበሬታ ወኪል ወ/ሮ ኢትዮጵያ ሃይሉ ዝኾና ኣደ ወንበር ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ አንስትዮ