ምልክታ ጨረታ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን፣ ፍሉይ ሽሙ ሰውሒ ንጉስ ዝተብሃለ ቦታ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከካሪ ይደሊ፡፡ ዝለዝኾነ ድማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ዝምልከተኩም ተወዳደርቲ ብኣካል እቲ ቦታን ህንፃን ብምርኣይ ንክትሳተፉ ይዕድም፡፡
1. ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብስፒኦ (CPO) ብር 10,000.00 ከትሕዙ ዝኸእሉ፣
2. ካብ እስፐሲፍኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን፣
3. እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተብሃለ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ማትእ ውዕሊ ብምእሳር ነናይ 3 ወርሒ ኣቐዲሙ ክኸፍል ዝኸእል፣
4. ውዕሊ ክራይ ን 5 ዓመት ዘገልግል ኾይኑ ከከም ኹነታ
5. ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሉእ ሽምን ማህተምን
6. ሰነድ ጨረታ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነኒበይኑ ብፖስት ሓደ ዓብዪ ፖስታ ተዓሺጉ ክቐርብ ይግባእ፡፡
ምድርዳር ይከኣል፣ ተዓሸጉ ወይ ድማ ክልቲኡ ፖስታ ኣብ ትካል ክጥቀስ ይግባእ፣
7. ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጥቓ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ) ቢሮ ቑፅሪ 430 ሳልሳይ ደብሪ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብር100.00 ብምኽፋል ምውሳድ
8. ማ.ል.ት እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
9. ንዝብለሀ ሓበሬታ ዝርዝር ስራሕ መረዳድኢ ሰነድ (TOR) ኣብ ጨረታ ሰነድ ተተሓሒዙ ይርከብ
10. እዚ ጨረታ ዕለት 04 ጳጉሜን 2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓዕዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት
| ተ.ቑ | ትሕዝቶ ቦታ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ንዝተፈላለየ ግልጋሎት ዝውዕል ህንፃ | ሜ2 | 5100 |
ማ ሕ በ ር ል ም ዓ ት ት ግ ራ ይ!