ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

ምልክታፕሮፎርማ

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ::

ታ/ቁዓይነት መድሓኒትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1Amoxacillin 250 mg cap of 1000Box02
2Azithromycin 200 mg syropbottle50
3Amlodipine 5mg of 100pk20
4Atrovastatin 20 mg of 100pk50
5Bisacodyle 5 mg of 100Pk03
6Chiorophenamine 4 mg tab of 100Pk10
7Ciprofloxiclline 250 mg tab of 100Pk05
8Dxtromethorphan syrup 15 mlBottle100
9Metformin 500 mg of 100Pk80
10Metformin 1000 mg of 100Pk05
11Stethoscope-Aduiteach03
12Sphygmomanometer manuwaleach02
13Elastic Bandage 7.5 x5 cmeach200
14Gmate Glucometer of stripBox10
15Automatic Blood lancet of 100Box20
16Almetamin 0.25gm +2gm tab of 100Pk20
17Alcohol Solution 1000 ml 70%bottle30

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሒታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፍቓድ ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኽእል።

3. ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለይ ቑፅሪ (Tin Number) ዘለዎን ኣተሓሒዙ ከቕርብ ዝኸእልን።

4. ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ዕሽግ ፖስታ ማህተም ፣ ፊርማን ሙሉእ ሽም ምስ ስ/ቑፅሪ ክገልፁ ዝኸእሉ።

5. ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ኮምሽን ፖሊስ ትግራይ ንብረት ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ ከቕርቡ ዝኸእሉ።

6. ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ብኸፋል ኮነ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።

7. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት14/12/2017 ዓ/ም ክሳብ 18/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 4፡30 ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕደጋን ፋይናንስ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዝኸፈት ይኸውን።

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 308 ዕደጋን ፋይናንስን ብኣካል ብምቅራብ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344403100 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ።