ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ!

ወርሒ ነሓሰ 2017

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል

3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፣

ተ.ቑዝርዝር ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት /ዝርዝር መግለፂበዝሒ መዓልቲበዝሒ መኪናናይ ሓደ ዋጋ
ብር
1ናይ መኪና ክራይ፤ ግልጋሎት• ሞዴል - ማርክ 2 ፤
➢ ድሕሪ 2011 ኣ/ፈ ዝተመረተት፤
➢ መድሕን ውሕስና ኢንሹራንስ ዘለዋ፤
➢ ሊብሬ ዘለዋ፤
➢ መናፈሲ( AC) ዘለዋ፤
➢ ነዳዲን ካልኢት ወፃኢታት ብመቕረባይ ይሸፈን ፤
➢ 5ተ በሪ ማዕፆ ዝሰርሕ ፤
➢ ልዕሊ 6ተ ሰብ ዝትፅእን፤
➢ ኣብ ትግራይ ዘለዋ ወረዳታት ክሳብ ጣብያ ተዋፊራ ትሰርሕ፡፡
30 መዓልቲ01

➢ መብርሂ፦ ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ምኳኑ ነፍልጥ ᎓᎓ ስልኪ ቁፅሪ ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::

➢ እንክተሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/12/ 2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 19/12/2017 ዓ/ም ሰዓት ዝፀንሕ ኾይኑ ዕለት 20/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቁፅሪ 42 ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእለ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::

7. ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፡፡

8. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::

9. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽታ ከም ዉዕሊ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-40-47-15 ምሕታት