ቑፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/1107/17 ዕለት 12/12/2017 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 01 /2018 በጀት ዓመት
መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ኮሌጅና ቀፅሪ ግቢ ዝትከሉ ናይ ግሪነሪ ተኽልን ሳዕርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።መምርሒ ተወዳደርቲ /ተጫረቲ
1/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፡፡
2/ ናይ ግብሪ ከፈላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /TIN No / ዘለኩም፡፡
3/ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም፡፡
4/ 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል ።
5/ ዝቐርቡ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ መረዳእታታት ብደምቢ ዝንበቡን ስርዝ ድልዝ ዘይብሎምን ክኾኑ ኣለዎም።
6/ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ መወዳደሪ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ መቐለ ካብ ዕለት 12/12/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/12/2017 ዓ/ም ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ልክዕ ስዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ምውሳድ ትኽእሉ ።
7/ እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 14/12/2107 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 11:00 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ዕለት 15/12/2017 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ዝኸፈት ኮይኑ ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ዕለት ናይ ምርካብ መሰልኩም ዝተሓለወ ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።
8/ ስዓራይ ምስተፈልጠ ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኹም መጉዓዝያ ናብ ኮሌጅና ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም ።
9/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10/ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ።
11/ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ ኣይፍቀድን።
12/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92_ ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።