ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ን2 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ

2 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

3 ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 09/12/2017 ዓ/ም –14/2/2017 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 14/2/2017ዓ/ም ልክዕ 4፡00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 14/12/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን᎓᎓

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ::

6 እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

7 VAT ረጅስተር ተመዝገብቲ ዝኾንኩም

ሞዴል LAN25L

ተ.ቁዓይነት ንብረትመዓቀኒበዝሒፓርት ናምበርናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናክል ስትሪንግ (R.H)ቁፅሪ01

43211-OK030

2ናክል ስትሪንግ (L.H)ቁፅሪ01

43211-OK030

3ራክ ኢንድሴት0145503-09321