ግልፂ ጨረታ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡
2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኽእሉ።
3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡
4. ናይ ወርሒ ሓምለ ሻት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡
5. ጨረታ መኽበሪ ብ C.P.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።
6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ንብረት ኣብ 15' መዓልቲ ብውዕሊ መሰረት የረክቡ፡፡
7. ጨረታ አብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/12/2017 ክሳብ 22/12/2017 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት "
8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
| ተ/ቑ | ዝርዝር ንብረት | መፍለይ ቑፅሪ | መዕቀኒ | በዝሒ | ነዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | Carbon Paper | Ream | 10- | ||||
| 2 | Color Printer ink | Epson L1300 | Set | 10 | EXP 2026 | ||
| 3 | Computer Paper | A3 | Ream | 50 | SINAR LINE | ||
| 4 | Hand held GPS Battery (Alkalin Battery) | Pair | 100 | ||||
| 5 | Marker Highlighter | Pcs | 10 | ||||
| 6 | Mouth | Dell | Pcs | 20 | Original | ||
| 7 | Plastic cover | A4 | Ream | 10 | |||
| 8 | Regstration Book | Medium | Pcs | 3 | Imported | ||
| 9 | UHU | Pcs | 50 | Original | |||
| 10 | Hard cover | A4 | Pkt | 20 | |||
| 11 | Sticker(100*75mm) | Medium | Pcs | 35 | |||
| 12 | ሸራ ሕብራዊ ፕላስተር | Big | Pcs | 11 | |||
| 13 | Note Book | Small | Pcs | 100 | |||
| 14 | Box File | Ket | Pcs | 250 | |||
| 15 | Pen Red | As per Sample | Pcs | 50 | |||
| 16 | Copmputer Paper | A4 | Ream | 500 | SINAR LINE | ||
| 17 | Photo Copy Ink Canon | 2420/2318 | Pcs | 50 | |||
| 18 | Printer Ink | 80A | Pcs. | 25 | Original | ||
| 19 | Printer Ink | 05A | Pcs | 50 | Original | ||
| 20 | Protocol Book | 20*25 | Pcs | 10 | |||
| 21 | Remot battery | Pkt | 10 |