ን2ይ ግዜ ዝወፀ ጭረታ ኦዲተራት ይምልከት
ናይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ማሕበር ሕብረት ሰራሕ ናይ ገንዘብ ዕቋርን ልቓሕን ዳዕሮ ናይ 2017 ዓ/ም ብናይ ደገ ኦዲተር ኦዲት ክንገብር ስለ ዝደለና ነዚዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትዋዳደሩ ንዕድም ።
1. ናይ 2017 ዓ/ም ዓመታዊ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደሰን ቲን ሰርቲፊኬት ዘቅርብን ።
2. ደረጃ ት/ቲ ድግርን ልዕሊኡን ኸይኑ ብኣተሓሕዛ ሒሳብን ፋይናንስ ኦዲትንግ/Accunting and Finance and Auditing::
3. ብርኪ ብቅዓት መረጋገፂ ቐዳማይ ወይካዓ ካልኣይ ናይ ኦዲት ሰርቲፊኬት ዘለዎ/ዋ ።
4. ልምዲ ሰራሕ ልዕሊ 4ተ ዓመት ዘለዎ/ዋ ኾይኑ ብፍላይ ድማ 2ተ ዓመት ኣብ ማ/ሕ/ሰ/ ኦዲት ዝገበረ ምዃኑ ናይ ድጋፍ ምስክር ወረቐት ዘቅርብ::
5. ናይ ጭረታ ሰነድ ብር100.00/ሓደ ሚኢቲ /ብር ብምክፋል ካብ ፅሕፈት ማሕበርና ናይ ጨረታ ሰነድ ክትዕድጉ ትክእሉ ።
6. ዝሰዓረ ተጨራታይ ውዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሑ ወዲኡ ከቅርብ ዝኽእል::
7. ማህተም ዝዓረፎን ዝተኣሸገ ፖስታ ቑፅሪ ስልኪ ኣማሊኡ ዘቅርብ ::
8. ናይ ጭረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 30/11/2017ዓ/ም ክሳብ 09/12/2017ዓ/ም ንተኸታታሊ 10* ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸውን::
9. ናይ ጭረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ 09/12/2017ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት10፡00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ ኣፍቲ ዕለት ንሱ 09/12/ 2017 ዓ/ም ድሕሪ ሰዓት 10 ፡ 20 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ::
1ዐ. ማሕበርና ማሕበር ሕብረት ስራሕ ዳዕሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይዅን ብኽፋል እቲ ጭረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ እዩ ::
ዝርዝር ኦዲት ዝግበሩ ሰነዳት
| ተ/ቁ | ዝርዝር ሰነድ | መዐቀኒ | በዝሒ ፓደ | ኣቃፊ |
|---|---|---|---|---|
| 1 | CRV | ቁፅሪ | 10 | 11 |
| 2 | CPV | ቁፅሪ | 8 | 5 |
| 3 | JV | ቁፅሪ | 01 | |
| 4 | ካልኦት | ቁፅሪ | - | - |
N.B/ንዝበለፀ ሓበሬታ
ኣድራሻና ኣብ ክፈለ ከተማ 1ወያነ ጎዳና ሓውዜን ኣስታት 200 ሚትሮ ውርድ ኢልካ ጎኒ ቲ ቻት ካፌ Tea chat Café ህንፃ ሓጂ መሓመድ መንሱር 4ይ ደብሪ ንርከብ