ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ዘገልገሉ ጣውላታትን ፣ ሓፃዊን ፣ ኣክሰሰሪ ክትሸጥ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 እቲ ንብረት ብኣካል ብምምፃእ ምርኣይ ይከኣል::

2 ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ 50 ቅርሺ(ሓምሳ ቅርሺ)።

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 7//2017 ዓ/ም -25/11/2017 ዓ/ም ይከውን::

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 25/11/2017ዓ/ም ልክዕ 4;00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ᎓᎓