አንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ

ፕሮፎርማ ቑፅሪ 02/2018
ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ ምልክታ

ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማፅዖን ናይ ፍኒስትራ መስታወት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ፦

ተ.ቑዓይነት ኣቕሓዝርዝር ስፔስፍኬሽንመፀቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋ
1ማዕፆ ፅገናብኣካል ቀሪብካ ምርኣይቑፅሪ02
2ናይ ማዕፆ መስታወት84 * 32 ሳንቲ ሜትርቑፅሪ04.
3ናይ ፍኒስትራ መስታወት45 * 65 ሳንቲ ሜትርቑፅሪ01
4ናይ ፍኒስትራ መስታወት44 * 108 ሳንቲ ሜትርቑፅሪ04
5ናይ ፍኒስትራ መስታወት45 * 110 ሳንቲ ሜትርቑፅሪ01

ስለዚ ዝምልከተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት ዕደጋ ምልክታ ንክትሳተፉ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዋጋ መቕረቢኹም(ፕሮፎርማ) ክሳብ ዕለት 22/11/2017 ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ዘሎ ጊዜ ውሽጢ ናብ ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ናይ ዕደጋ ዲፓርትመንት ቢሮ ቑፅሪ 03 ክተቕርቡ ብኽብሪ እንትንዕድም -

➢ ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቁፅሪ ፣ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርቲፍኬትን ፤

➢ ንቫት ተመዝገብቲ ቫት ሰርትፌኬት ናይ ወርሒ ግንቦት/2017 ዓ/ም ዲክለር ዝተገበረሉ መረጋገፂ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይኸውን፤

➢ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ትካልናን ከምውዕል ይሕሰብ፤

➢ ኣብ ዝቐርብ ፕሮፎርማ - ስርዝ ድልዝ ዘለዎን ማሕተምን ፊርማን ዘይብሉን ተቐባልነት ኣይህልዎን፤

➢ ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቲ ዝሰዓሮ ስራሕቲ ኣጠቃሊሉ ኣብ ውሽጢ 05 መዓልቲ ፀጊኑ ከረክብ ዝኽእል፤

➢ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀነሐሉ ጊዜ 07 ተኸታተልቲ መዓልቲ ይኸውን

➢ ኢንተርፕራይዝ ዘርኢ ትግራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ አቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፤

➢ እቲ ፕሮፎርማ 22/11/2017 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፤

➢ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ስራሕቲ ዕገና ብኣካል ብምቅራብ ምርኣይ ይከኣል

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ 0ê ድሕሪ ዶምፖስኮ ቤት ትምህርቲ ፊት ንፊት እንስሳት ሕክምና

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ +251 0914 76 12/+251 948 48 66 25 ምሕታት ይከኣል፤