ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ሓምለ ወርሒ 2017 ዓም/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ማሪስ ሲልye ማሪስ ሲል
ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
ብርሳን
1እውተር ቤሪንግ90080-38067pcs04
2ኢነር ቤሪንግ90080-36064pcs04
3ግሪስ ሲል90311 62001pcs04
4ሎክ ውሸር90214-42000pcs02
5ትሪስ ውሸር90215 42025pcs02
6ሲል ኦይል ቅድሚት90310 35010pcs02
7ሲል ኦይል ድሕሪት90310-36003pcs02
8ፓድ ኪት/Pad kit/04465-YZZF6Set01
9ሹልኪት/Shoe kit/04495-60070Set01
10ቕድሚት ሾክ ኣብሀርበር4551169436pcs02
11ድሕሪት ሾክ ኣብዘርቨር48531 69536pcs02
12

መሪ ፓምፕ

44320 60171pcs01
13ዲስኹ ቅድሚት43512-60140pes01
14እስትሪንግ ዳፐር4570000052pcs01
15ቴስትኒ ሓፂር45047- 69085pcs01
16ቴስትኒ ነዊሕ45044 69115Pcs01
17እስታ ፕላይዘር ጎሚኒ ቕድሚት90305-11021pcs01

እንኩሎም መምርሒ:

4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 15/11/2017 ዓ/ም - ዕለት-17/11/2017 ዓ/ም ተዓዕዩ ዕ 18/11/2017 ሰዓት 03፡00 ይኽፈት:

5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::

6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ኦርጅናል ኣቑሑት ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ

8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኽ ከም ዉዕሊ የገልግል: