Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ትርጉም ግልጋሎት ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትርጉም ወሃብቲ ትካል ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቁናይ ኣቕሓ ዝርዝር (Description)መፍለይ ቑፅሪ/Speficationመዐቐኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ካብ ቛንቛ ትግርኛ ናብ ቛንቛ ኣምሓርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01
2ካብ ቛንቛ ኢንግሊዝ ናብ ቛንቛ ትግርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01
3ካብ ቛንቛ ኣምሓርኛ ናብ ቛንቛ ትግርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01
4ካብ ቛንቛ እንግሊዝ ናብ ቛንቛ ኣምሓርኛንሓደ ገፅ ምትርጓምብግፅ01

ከማልኡ ዝግበኦም ረቛሒታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት, ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።እቲ ዝቐርብ ዶክመንት ዝረአ ክኸውን ኣለዎ ዘይረእ እንተኾይኑ ናብ ውድድር ኣይቐርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፈርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።

3. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ።

4. ተወዳደርቲ/ተጫረትቲ ትካል ጠቕላላ ድምር ዝተሓተ ዋጋ ዝመልእ ናይ ትርጉም ግልጋሎት ይስዕር ::

5. ካብ ወዳደርቲ ስዓራይ ኾይኑ ዝተረኸበ ትካል ናይ 1(ሓደ) ዓመት ትርጉም ግልጋሎት ውዕሊ ክኣስር ዝክእል ።

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/11/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/11/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቑፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0963549302/0914032454 ደውል) መብርሂ ምሕታት ትኽአሉ :