ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ዕለት 10/11/2017 ዓም

ቑፅሪ ትፋታ ፕ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ 6 21/2013 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ምትሕብባር ሃፍቲ ወፃኢ ካብ Climate Resilient Green Economy - CRE/ በጀት ዝክፈል ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብፕሮፈርም ኣዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማሊኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእላ

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2017 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ተዕሪ ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣ 5.2% withholding tax SATA

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፤ ናይ ግብሪ ክፋላይነት ቁፅሪ ያ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽምየ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ሃቶምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 14/11/2017 ዓ/ም ክሳብ 16/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 17/11/2017 ዓም ሰዓት 3:10 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት

8. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ቅቡ ዝገበር ብበዓል ሙያ ብዙተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ እታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሎ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸን።

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ተፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ።

ተቁ ዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር ሳን
1ሸልፍAttach Specificationብቁፅሪ01